# hr/26WoG8tT97tg.xml.gz
# tir/26WoG8tT97tg.xml.gz


(src)="1"> " Xiang " je riječ na kineskom , a otprilike znači da nešto dobro miriše Može opisivati cvijet , hranu ili bilo što drugo
(src)="2"> No , uvijek ima pozitivnu konotaciju za stvari
(src)="3"> Teško je to prevesti na nešto drugo osim na mandarinski
(trg)="1"> እዚ ቃል ብቋንቋ ቻይና " Xiang " እንትኮን ትርጉሙ ካኣ ጥዑም ይጨኑ ማለት እዩ ንፊዮሪ ፣ ምግቢ ፣ ንዝኮነ ነገር ክገልጽ ይክእል ኮይኑ ግና ኩል ጊዜ ንነገራት ኣዎንታዊ ገለጻ ጥራይ እዩ ካብ ማንዳሪን ወጻኢ ናብ ካልእ ነገር ንምትርጓም ኣጸጋሚ እዩ ነዚ ቃል ብቋንቋ ፊጂ- ሒንዲ " Talanoa " ብዝብል ኣሎና እቲ ዓርቢ ዓርቢ ለይቲ ምስኮነ ዝስማዓኻ ዓይነት ስምኢት እዩ ፣ ኣብ ሞንጎ የእሩኽቲ ኮይንኻ ሉስሉስ ኣየር እንዳተንፈስኻ ፣ ኮይኑ ግና ንሱ ኣይኮነን ፣ ዝበለጽ ውዕውዕ ዘለዎን ሕውነታዊ ስርሒት እዩ ንእሽቶ ዘረባ ብዛዕባ ዝኮነ ክትሓስቦ ትክእል ነገር ኩሉ ኣብ ልዕሊ ርዕስኻ ንዘሎ ብቋንቋ ግሪክ እዚ ቃል " meraki " ብዝብል ዘለና እንትኮን ትርጉሙ ካኣ ንነፍስኻ ፣ ንሙሉዕ ኣካልኻ ናብ ትገብሮ ዘለኻ ዝኮነ ይኩን ዋላ ናይ ጊዜ መሕለፊ ዋኒንካ ኮነ ስራሕኻ ብፍቕሪ ኢኻ ትገብሮ ኮይኑ ግና ካብቶም ባሕላዊ ነገራት ሓደ እዩ ፣ እዚ ካኣ ምስቲ ዝበለጸ ዝጸበቐ ትርጉም ከቕርብ ኣይካኣልኩን

(src)="10"> " Meraki " , strastveno , s ljubavlju
(trg)="2"> " meraki " ምስ ድልየት ፣ ምስ ፍቕሪ ፣