እዚ ቦታ ኣምልኾና እዩ
Le Yindawo Esinqulela Kuyo
በዚ ኸምዚ ኸኣ ውልቀ ሰባት ኣብታ መዓልቲ ፍርዲ ብዚገብርዎ ነገራት እዮም ዚፍረዱ።
Ngoko abantu baza kugwetywa ngokusekelwe koko bakwenzayo ebudeni beMini yoMgwebo.
ብዛዕባ ኣምላኽን ህይወትን ብዙሕ ሕቶታት ነበረኒ።
Ndandinemibuzo emininzi ngoThixo nangobomi.
ኣብ ጃፓን እትነብር ሓንቲ ኣደ ኸምኡ እያ ገይራ።
Omnye umama waseJapan wasebenzisa yona.
"እቲ ፈራድ ኵላ ምድሪ" ወትሩ ቕኑዕ ዘበለ ይገብር
UMgwebi Womhlaba Wonke" Usoloko Esenza Okufanelekileyo
ኣምላኽ ንሓጢኣትን ሞትን ንምጥፋእ፡ ድሮ ዓብዪ ስጕምቲ ወሲዱ ኣሎ።
UThixo sele enze eyona nto ibalulekileyo ebonisa ukuba uza kuphelisa isono nokufa.
ብዘሎ ቓልካ ሓቂ እዩ፣ ኵሉ ፍርዲ ጽድቅኻ ድማ ንዘለአለም ይነብር።
Isimbuku selizwi lakho siyinyaniso iphela, Zingunaphakade zonke izigwebo zobulungisa bakho.
ኣምላኽ ዘለኣለማዊ ስለ ዝዀነ፡ ሽሕ ዓመት ንዕኡ ልክዕ ከም ሓንቲ መዓልቲ እዩ።
Ekubeni enguThixo kanaphakade, iminyaka eliwaka kuye ifana nosuku.
እወ፡ እቶም እሙናት ሃዋርያትን ካልኦትን ኣብ ሰማይ ምስኡ ሓቢሮም ኪገዝኡ እዮም።
Abapostile nabanye abalandeli bakhe baza kulawula naye ezulwini.
ኣምላኽናስ አብ ሰማያት ኣሎ፣ ዝደለዮ ዅሉ ይገብር እዩ።
UThixo wethu usezulwini; wenza nantoni na emkholisayo.
, ሰነ 2013፦ እምብዛ ብዙሕ ዲና እንዕድግ ዘለና፧
Juni 2013 _ Ngaba Sithenga Kakhulu?
"ንሕናስ ኣብቶም ከምዚ ዝበለ ዚገብሩ እቲ ፍርዲ ኣምላኽ ሓቂ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና።
Siyazi ke ukuba uThixo ubagweba ngokufanelekileyo abo benza izinto ezingalunganga.
ንሱ ድማ "ስለምንታይ ደአ ዘይተስተውዕሉ፧" በሎም።
Wathi kubo: "Anikaqondi na?"
4 ሎሚ ዘለዉ ብዙሓት ሰባት ልክዕ ከም ዳዊት እዮም።
4 Abaninzi namhlanje bafana nqwa noDavide.
ንዓኻ እውን፡ "ሰላም ኣምላኽ" ንዝዀነ ይኹን ጸገም ከተሰንፎ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።
"Uxolo lukaThixo" lunokoyisa nayiphi na ingxaki eza kuwe.
ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት ንዓይ ይጽልዩለይ ከም ዝነበሩ እፈልጥ እየ" በለት።
Ndandisazi ukuba abazalwana abasehlabathini jikelele babendithandazela."
ንስኻትኩም ሕርሻ ኣምላኽ፡ ህንጻ ኣምላኽ ኢኹም።
Nina kulinywe kaThixo; wena nokwakhiwa kaThixo.
እቲ እሙን ባርያ ኣብ ሰማይ ካብቶም ካልኦት ቅቡኣት ዝዓበየ ዓስቢ ድዩ ዚቕበል፧ ግለጽ።
Ngaba ikhoboka elithembekileyo lifumana umvuzo ongaphezu kowabanye abathanjiswa ezulwini?
ብዙሕ ህዝቢ ኸኣ ናብ ጐይታ ተወሰኸ።
Yaye indimbane enkulu Kongezelelwa eNkosini.
"ብዓል ቤተይ ሮበርት ኣብ 9 ሓምለ 2008 እዩ ሞይቱ።
"Umyeni wam, uRobert, wasweleka ngoJulayi 9, 2008.
14 ክርስትያን ወለዲ እውን ትብዓት የድልዮም እዩ።
14 Nabazali abangamaKristu kufuneka babe nesibindi.
እዚ ቦታ ኣምልኾና እዩ
Le Yindawo Yethu Yokukhonzela
ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንምድሪ ወይ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ዋላ ሓንቲ ፍልጠት ኣይነበረንን።
Ndandingayazi injongo kaThixo ngomhlaba nangabantu.
ቅዱስ መጽሓፍ ከምዚ ይብል "ሰማያት ክብሪ ኣምላኽ የዘንትዉ፥ ጠፈር ከኣ ግብሪ ኣእዳዉ ይነግር።
IZibhalo zithi: "UThixo wethu usemazulwini; yonk' into ayoliswa kukuyenza uyenzile."
ንኣምላኽ እዙዝ ኪኸውን እንተ ዚመርጽ ነይሩ፡ ኣብ ገነታዊት ምድሪ ንዘለኣለም ኪነብር ምኸኣለ።
Ukuba wayekhethe ukuthobela uThixo, wayeza kuphila ngonaphakade kwiParadesi esemhlabeni.
እቲ ተኸሳሲ ምስ ተወግአ እንተ ዘየሕሚምዎ ወይ እንተ ዘይደምዩ፡ ከም ምልክት ሰይጣን ጌርካ ይርአ ነበረ።
Ukuba akeva buhlungu okanye ophe xa ehlatywa, elo bala laligqalwa njengophawu lukaSathana.
እንተዀነ ግና ንሓድሕድኩም ትፋቐሩ ኢኹም፣ ሓደ ነቲ ሓደ ኺጐድኦ እውን ኣይደልን እዩ።
Sekunjalo niyathandana, kwaye anifuni kukhathazana.
እንታይ ዓይነት ሰብ እየ ክኸውን ዝደሊ፧ - ቈሎሴ 3:10።
Ndifuna ukuba ngumntu onjani? - Kolose 3:10.
ሰይጣን ሓያል እኳ እንተ ዀነ፡ ዘይደለኻዮ ነገር ንኽትገብር ኬገድደካ ኣይክእልን እዩ።
Nangona uSathana enamandla, akakwazi kukunyanzela ukuba wenze into ongafuniyo ukuyenza.
ኣምላኽ ነቲ ኣገልገልቱ - ዓሌቶም፡ ዜግነቶም፡ ወይ ማሕበራዊ ደረጃኦም ብዘየገድስ - ዜቕርብዎ ጸሎት ይሰምዖ እዩ።
UThixo uyayiphulaphula imithandazo yabakhonzi bakhe kungakhathaliseki ukuba ngabaluphi uhlanga, ilizwe, bajongelwa phantsi okanye akunjalo.
"ሎተይ ብኸመይ ከመሓይሽ እኽእል፧" - ሕዳር 2008
"Ndinokuyiphucula Njani Imithandazo Yam?" - Novemba 2008
ጲላጦስ ከኣ፡ "ሓለውቲ እነዉልኩም።
UPilato wabaphendula wathi: "Nineqela labalindi.
ኣቦይ እውን ነዚ ይፈልጦ እዩ' በሎ።
Notata uyayazi loo nto.'
ወይስ እቲ ሾብዓተ እንጌራ ነርባዕተ ሽሕ ድማ ክንደይ መሶብ ከም ዘልዐልኩም
Kwanezonka ezisixhenxe zamawaka amane, nokuba zazingaphi na iingobozi enazithabathayo?
እቲ ብኣይ ዝኣምን ህያው ዘበለ ኩሉ ንዘለኣለም ኣይክመውትን እዩ፡ እዚ ዶ ትኣምኒ ኢኺ፧"በላ።
Bonke abadla ubomi bekholwa kum, abasayi kufa naphakade; Uyakukholelwa na oku? "
እዚ ናይ ብሓቂ ወዲ ኣምላኽ እዩ በላ።
Wathi: "Ngokuqinisekileyo lo ibinguNyana kaThixo."
ኣስኣሰር እምነት ኖህ እንተ ስዒብካ፡ ንስኻ እውን ንርእስኻን ነቶም እትፈትዎምን ከተድሕን ትኽእል ኢኻ።
Ukuba uba nokholo njengoNowa, nawe uya kusinda uze usindise nabo ubathandayo.
Tigr 64ግና ካባኻትኩም ገሊኣቶም ዘይኣምኑ ኣለዉ፤ በሎም።
64 Kodwa kukho abathile kuni abangakholwayo."
ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንዓኻን ንደቂ ሰብ ብሓፈሻን ዝገበረልኩም ነገራት ምስ እትሓስበሉ፡ ዛጊት ብዙሕ ነገራት ከም ዝገበረ ንጹር እዩ።
Ukuba ucingisisa nzulu ngoko uThixo akwenzele kona wena kunye nabo bonke abantu, kucacile ukuba kuninzi oko sele esenzele kona.
ሰይጣን ጸላኢ ኣምላኽ እዩ: ንዓናውን ጸላኢና እዩ።
USathana lutshaba lukaThixo, yaye ukwalutshaba lwethu.
ኵሉ ነገር ካብቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝለመድናዮ እተፈልየ እዩ ነይሩ።
Yonke into yayahlukile kwindlela esasiqhele ukuphila ngayo kuMntla Merika.
እታ ጥቕሲ ኸምዚ ዝስዕብ እያ እትብል፦ "ኣምላኽ ባዕሉ እውን ምሳታቶም ኪኸውን እዩ።
Sithi: "Abe nguThixo walo.
6 ደጊም ብጊዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኼብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ጽንዕቲ ኢድ ኣምላኽ ትሕት በሉ።
6 Zithobeni, ke ngoko, phantsi kwesandla esinamandla sikaThixo, ukuze aniphakamise ngexesha elililo;+
እቲ ብኣይ ዝኣምን ህያው ዘበለ ኩሉ ንዘለኣለም ኣይክመውትን እዩ፡ እዚ ዶ ትኣምኒ ኢኺ፧"በላ።
Bonke abadla ubomi bekholwa kum, abasayi kufa naphakade; uyakholwa na koko?
2 ኣቤል ሎሚ ይዛረበካ ኣሎ።
2 UAbheli uthetha nawe namhlanje.
ይዝምሩን ይጽልዩን ብቕዱሳት ጽሑፋት ይመያየጡን ነይሮም እዮም።
Ayecula, athandaze aze axubushe iZibhalo.
4 ሰይጣን ዋላ ሓንቲ ኣይፈጠረን።
4 Akukho nanye into edalwe nguSathana.
13 ብግዜኡ ረድኤት ምርካብ።
13 Ukufumana uncedo ngexesha elifanelekileyo.
ብዛዕባ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዋላ ሓንቲ ኣይፈልጥን እየ ነይረ።
Ndandingazi nto ngoThixo oyinyaniso.
ምስ ኣምላኽን ምስ ሰባትን የቀራርበና
kusisondeza kuThixo nakwabanye?