Inoko, i kutupu nansha umo uponanga panshi pampikwa Shenu
ሓንቲ እኳ ኻብኣተን ብዘይ ፍቓድ ሰማያዊ ኣቦኹም ኣብ ምድሪ ኣይትወድቕን እያ።
SATANA ulwanga divita na basheleshele'ko bashingwe māni ne "mikōko mikwabo."
ሰይጣን ምስ ቅቡኣትን ምስ "ካልኦት ኣባጊዕ"ን ይዋጋእ እዩ ዘሎ።
Nkyādipo ndyukile mpango ya Leza itala ino ntanda ne bantu.
ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንምድሪ ወይ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ዋላ ሓንቲ ፍልጠት ኣይነበረንን።
Pa kupwa kusapula'po myeji ibidi, betana na inabana ulelele bana kasuku.
ኣብኡ ንኽልተ ወርሒ ምስ ሰበኹ፡ ምስ ሓንቲ ንጽል ኣደ ተራኸቡ።
4 Satana kapangilepo kintu nansha kimo.
4 ሰይጣን ዋላ ሓንቲ ኣይፈጠረን።
Ku cakubwenako, langulukeni pali Jobo 26:7.
ንኣብነት፡ እዮብ 26:7 እስከ ንውሰድ።
Ine na Sandra twaliba ne nsansa nga nshi ukucila isho twakwete kale!"
ኣነን ሳንድራን ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝያዳ ሕጉሳት ኢና" በለ።
Bana-balume bamo abatambe Kutunduka.
ገለ ሰባት ካብ ምብራቕ መጹ።
Mwikeulu umo webasapwila'mba: "Kemwakikwatwai moyo, mwanda ndyukile'mba mukimbanga Yesu wapopelwe ku mutyi.
ሓደ ኻብቶም መላእኽቲ ኸኣ፡ "ነቲ እተሰቕለ የሱስ ትደልያኦ ኸም ዘለኽን እፈልጥ ኣለኹ እሞ፡ ኣይትፍርሃ።
19:21) Uyu mulumendo takwete icitetekelo nge cakwete Abrahamu, lelo bambi balilanga ukuti balicetekela sana Lesa.
19:21) እቲ ሰብኣይ ከም ናይ ኣብርሃም ዝዓይነታ እምነት እኳ እንተ ዘይነበረቶ፡ ካልኦት ሰባት ግና ምሉእ ብምሉእ ብኣምላኽ ከም ዚእመኑ ኣርእዮም እዮም።
5:14-16) Ica bubili, baeluda balafwa ababembu abalapiile ukuba ifibusa fya kwa Lesa na kabili no kubafwa ukukanabwekeshapo imembu bacitile.
5:14-16) ካልኣይ፡ እዚ መሰናድዎ እዚ፡ እተነስሑ ኣበስቲ ሞገስ ኣምላኽ ኪረኽቡን ሓጢኣቶም ከይደግሙን ይሕግዞም እዩ።
"Tambai'mo, banwe bantu bami" (4)
'ኣቱም ህዝበይ፡ ካብኣ ውጹ' (4)
Ino aye, wābingije na bupyasakane mutōtelo wa bine.
ንሱ ግና ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ቕንኣት ኣርእዩ እዩ።
16 Ifi Maliya alukukutika.
16 ማርያም ብኸመይ ከም ዝሰምዐት።
8 Muletemwa abalwani benu.
8 ጸላኢኻ ኣፍቅር።
Yesu alandile no kuti: "Ifyo Wishi abuusha abafwa no kubalenga ukuba no mweo, e fyo no Mwana alenga abo alefwaya ukuba no mweo."
የሱስ ቀጺሉ፡ "ከምቲ ኣቦ ንምዉታት ዜተንስኦምን ህያዋን ዚገብሮምን፡ ወዲ እውን ከምኡ ነቶም ዝደለዮም ህያዋን ይገብሮም እዩ" በለ።
"Bafwe bobe bakekala bōmi" (19)
"ምዉታትካ ብህይወት ኪነብሩ እዮም" (19)
"Ketubwanyapo kuleka kwisamba" (20)
"ምዝራብ ክንሓድግ ኣይንኽእልን ኢና" (20)
SHAPITA 4 Mwanda Waka Tufwaninwe Kulēmeka Lupusa?
ምዕራፍ 4 ንስልጣን ከነኽብር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
Lelo lusangukilo lwa Yesu i lwishile namani na nsangukilo mikwabo yābadikile?
ትንሳኤ የሱስ፡ ቅድሚኡ ኻብ ዝነበረ ትንሳኤታት ዚፍለ ብኸመይ እዩ፧
Bāpelele kwitabija Yesu, Mwanā Leza, bu Meshiasa.
ነቲ ወዲ ኣምላኽ ዝዀነ የሱስ ከም መሲሕ ኣይተቐበልዎን።
Yesu na basambi bakwe tabalebomba incito ya kusangilamo indalama ilyo baleya mu kushimikila mu ncende shalekanalekana.
የሱስ ኰነ ሃዋርያቱ፡ ኣብ ዕዮ ስብከቶም ዓለማዊ ስራሕ ኣይሰርሑን እዮም ነይሮም።
Ncobeni ndimwaambila kuti, uyoomusala kulanganya lubono lwakwe loonse."
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፦ ኣብ ኵሉ ንብረቱ ኺሸሞ እዩ።
Umulaalilo wa kwa Shikulu 20.
ድራር ጐይታ 20.
18 Tatufwile ukuba no mwenso.
18 ክንፈርህ ኣየድልየናን እዩ።
I bapele'nka ne kupela Mwana wa Leza mwine!
ሕሉፍ ሓሊፎም ንወዲ ኣምላኽ እውን ኣይተቐበልዎን!
Lelo uyukile Leza mwa esambilanga netu?
ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዚዛረበና ትፈልጥዶ፧
Kimba Bupeta bwa Bine
ናይ ሓቂ ሃብቲ ድለ
Tumeni Tumeni Mulukufwaisha Ubufumu, Tekufwaisha Ifintu
ስጋዊ ነገራት ዘይኰነስ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ድለ
(Yakoba 5:14-16) Dya bubidi, bakulumpe badi'ko mwanda wa kukwasha babipya-mambo besāsa betabijibwe monka na Leza ne kuleka kujokela mu bubi bwabo.
5:14-16) ካልኣይ፡ እዚ መሰናድዎ እዚ፡ እተነስሑ ኣበስቲ ሞገስ ኣምላኽ ኪረኽቡን ሓጢኣቶም ከይደግሙን ይሕግዞም እዩ።
Bushe Petro E Wali Papa wa Kubalilapo?
ጴጥሮስ ናይ መጀመርታ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ድዩ ነይሩ፧
16 Mose ena tatiinine.
16 ሙሴ ግና ኣይፈርሀን።
Imfumu Davidi yaipwishe ati: "Kufika lilali, mwe Yehova, mukandaba?
ንጉስ ዳዊት፡ "ዎ እግዚኣብሄር፡ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ፈጺምካ እትርስዓኒ፧" ኢሉ ሓቲቱ ነይሩ እዩ።
"Ine kwena ndemubatisha ku menshi ku kulapila; lelo akamubatisha ku Mupashi wa Mushilo."
አነ ብማይ የጠምቐኩም አሎኹ፥ ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ኬጠምቐኩመዩ" እናበለ ይሰብኽ ነበረ።
8 Mulukulipusha ifyakwipusha.
8 ሕቶታት ሕተት።
"Amaka yonse nayapeelwa kuli ine mu muulu na pano isonde.
'ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ አሎ።
Kani tamwisibile ati kwelelwa kwanji nebo ukuba mu ŋanda ya baTata?'
ኣብቲ ናይ ኣቦይ ዘበለ ክኸውን ከም ዚግብኣኒዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ በሎም
Muleibukisha Ababa mu Mulimo wa Nshita Yonse
ነቶም ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዘለዉ ዘክሮም
14 Elenganyini pali vino Leza wanenyile Abulaamu ukucita kuli Isaki umwana wino walolelanga pa nsita itali.
14 ኣምላኽ ንኣብርሃም ነቲ ሃረር ኢሉ ዝረኸቦ ወራሲ ዝዀነ ወዱ ይስሃቅ እንታይ ኪገብሮ ኸም ዝነገሮ እሞ ዘክር።
11 Dyalelo nadyo, kipya-mambo udi na mutyima wa kwisāsa nandi ufwaninwe kulonga bintu kampanda pa kufwilwa lusa na Leza.
11 ሎሚ እውን ዚንስሑ ሓጥኣን ምሕረት ኣምላኽ ኪረኽቡ እንተ ደልዮም፡ ስጕምቲ ኺወስዱ ኣለዎም።
Ine nde mubatisha ku menshi, lelo wene aka mubatisha ku Mupashi wa Mushilo.'"
አነ ብማይ የጠምቐኩም አሎኹ፥ ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ኬጠምቐኩመዩ" እናበለ ይሰብኽ ነበረ።
'Tu lombwela, uunake ano tashi ka ningwa?'
"እስከ ንገረና፡ እዚ መዓስ ኪኸውን እዩ፧"
"Abena mwandi ba Robert, bafwile pa 9 July, mu 2008.
"ብዓል ቤተይ ሮበርት ኣብ 9 ሓምለ 2008 እዩ ሞይቱ።
19 Mwanda tunangu twa ino ntanda i bulembakane kudi Leza; kepantu i kilembwe amba: "Ukwatanga ba tunangu mu budyumuku
19 ነቶም ጥበበኛታት ብጕርሖም ይኅዞም ተብሂሉ ኸም ዝተጽሓፈ ጥበብ እዛ ዓለም እዚኣ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ዕሽነት እዩ እሞ።
October 2015 _ Amepusho Yatatu ayo Abantu Bengatemwa Ukwipusha Lesa
ጥቅምቲ 2015 _ ሰባት ንኣምላኽ ኪሓትትዎ ዚደልዩ 3 ሕቶታት
2 Kani mwaumfwisha ifi uyu nkashi omfwa?
2 ንስምዒት እዛ ሓብቲ እዚኣ ኽትርድኦ ትኽእልዶ፧ እቲ ዜሕዝን፡ ኣብዛ ናይ ሰይጣን እክይቲ ዓለም፡ ናብራ ህይወት እዚ ዘይብሃል ጸቕጥታት እዩ ዚፈጥር፣ እዚ ኸኣ ጭንቀት ኬምጽእን ንሓደ ሰብ ከም ዚኸብዶ ኺገብርን ይኽእል እዩ።
"Naishibene na ba Mike akale sana.
"ንማይክ ንዓመታት ዚኣክል እየ ዝፈልጦ።
Shi abetunena nansha kwitulonga bisansa, tubwanya kwiula batumibwa.
ብዘረባኦም ወይ ብግብሮም እንተ ሃስዮምና፡ ኣብነት ሃዋርያት ክንስዕብ ንኽእል ኢና።
Myaka 12 pa kupita'po, twetana nandi monka mu New York.
ድሕሪ 12 ዓመት፡ ኣብ ኒው ዮርክ ዳግም ተራኸብና።
Ndemweba icine cine, nati, Mu bafyalwa abanakashi tamwaimine uwacila pali Yohane Kabatisha; lelo uwacepesha mu bufumu bwa mu mulu mukalamba kuli wene.
28ኣንስቲ ኻብ ዝወለዳኦም ካብ ዮሓንስ መጥምቕ ዝዓቢ ነቢይ ሓደኳ የለን እብለኩም ኣለኹ፤ ኣብ መንግሥቲ እግዚኣብሔር ግና እቲ ዝንእሶ እዩ ዝዓብዮ።