ለዘላለም ምስጋና እናቀርብልሃለን፤
ንዘለኣለም ከነመስግነካ ኢና፣
ይህ ጥቅስና ሌሎች ተመሳሳይ ተስፋዎች የአምላክ ሕዝቦች በቡድን ደረጃ ደኅንነታቸው የተጠበቀ እንደሚሆን ዋስትና ይሰጣሉ።
እዝን ካልእ ተመሳሳሊ መብጽዓታትን፡ ህዝቢ ኣምላኽ ብደረጃ ጕጅለ ንዚህልዎም ድሕንነት ዜረጋግጽ እዩ።
እናንተ ከዚህ ዓለም ናችሁ፤ እኔ ከዚህ ዓለም አይደለሁም" በማለት አስረዳቸው።
ንስኻትኩም ካብዛ ዓለም እዚኣ ኢኹም፣ ኣነ ኻብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኰንኩን" በሎም።
መልካም ስም ከብዙ ባለጠግነት ይሻላል፥ መልካምም ሞገስ ከብርና ከወርቅ ይበልጣል.
ጽቡቕ ስም ካብ ብዙሕ ሃብቲ ይሕረ፡ ሞገስ ከኣ ካብ ብሩርን ወርቅን ይበልጽ።
ከእነሱም ጋር ቃል ኪዳን ገባሽ።
ምሳታቶም ድማ ኪዳን ኣቲኺ።
ከዚያም በአምላክ ፊት ጥሩ ሕሊና ይዘው ለመመላለስ የሚያስችል ውሳኔ ማድረግ ይኖርባቸዋል።
ብድሕርዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሰናይ ሕልና ዓቂቦም ኪኸዱ ዜኽእሎም ውሳነ ኺገብሩ ኣለዎም።
የሚሰብኩት መልእክትና የሚሰብኩበት ምክንያት
ዚሰብክዎ መልእኽትን ስለምንታይ ከም ዚሰብክዎን
በዚያን ጊዜ ጻድቃን በአባታቸው መንግሥት እንደ ፀ ሐይ ይበራሉ።
ጻድቃን ግና ኣብታ መንግሥቲ ኣቦኦም ከም ፀሓይ ክበርሁ ክደምቑ እዮም ይብል።
በየዕለቱ ወደ እሱ እጸልይ ስለነበር የአምላክ ሰላም ልቤን ጠብቆልኛል።
በብመዓልቱ ናብኡ ብጸሎት ኪቐርብ ከለኹ፡ ሰላም ኣምላኽ ንልበይ ይሕልዎ ነይሩ።
አዳም አምላክን ለመታዘዝ ቢመርጥ ኖሮ በገነት ውስጥ ለዘላለም ይኖር ነበር።
ኣዳም ንኣምላኽ ኪእዘዝ እንተ ዚመርጽ፡ ኣብ ገነት ንዘለኣለም ኪነብር ምኸኣለ ነይሩ።
ባየኸውና በሰማኸው በሰው ሁሉ ፊት ምስክር ትሆንለታለህና።
እዚ ድማ በቲ ዝረአኻዮን ዝሰማዕካዮን ኣብ ኵሉ ሰብ ምስክር ምእንቲ ኽትኮኖ እዩ።
"ይሖዋ በእኔና በአንተ፣ በዘሮቼና በዘሮችህ መካከል ለዘላለም ይሁን።
"የሆዋ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ ዘርአይን ኣብ መንጎ ዘርእኻን ንዘለኣለም ይኹን።
በዚያን ጊዜ ጻድቃን በአባታቸው መንግሥት እንደ ፀሐይ ይበራሉ።
ጻድቃን ግና ኣብታ መንግሥቲ ኣቦኦም ከም ፀሓይ ክበርሁ ክደምቑ እዮም ይብል።
በዚያን ጊዜ ጻድቃን በአባታቸው መንግሥት እንደ ፀሐይ ይበራሉ።
ጻድቃን ግና ኣብታ መንግሥቲ ኣቦኦም ከም ፀሓይ ክበርሁ ክደምቑ እዮም ይብል።
አምላክ ሴሰኞችንና አመንዝሮችን ይፈርድባቸዋል.
ንኣመንዝራታትን ንዘመውትን ግና እግዚኣብሔር ክፈርዶም እዩሞ።
18ከዚያም ኢየሱስ እንዲህ አለ፤ "የእግዚአብሔር መንግሥት ምን ትመስላለች?
18ድኅርዙይ ኢየሱስ ከምዙይ በለ፦ መንግሥቲ እግዚኣብሔር እንታይ ትመስል?
29 እነሱ ግን "ቀኑ እየተገባደደና ምሽቱ እየተቃረበ ስለሆነ እኛ ጋር እደር" ብለው አጥብቀው ለመኑት።
29ንሳቶም ግና መስዩ እዩ፤ ፀሓይውን ዓሪባ እያ እሞ ምሳና ኅደር ኢሎም ኣጥቢቖም ለመንዎ፤ ንሱ ኸዓ ምስኣቶም ክኃድር ኣተወ።
የቃልህ መጀመሪያ እውነት ነው፥ የጽድቅህንም ፍርድ ሁሉ ለዘላለም ነው።
ብዘሎ ቓልካ ሓቂ እዩ፣ ኵሉ ፍርዲ ጽድቅኻ ድማ ንዘለአለም ይነብር።
እሱ የሁሉ ነገር ፈጣሪ ነው፤ ያም ቢሆን አብዛኞቹ ሰዎች ስለ እሱ ያላቸው እውቀት በጣም አነስተኛ ነው።
ንሱ ፈጣሪ ዅሉ ነገራት እኳ እንተ ዀነ፡ ሓያሎ ሰባት ግና ብዛዕባኡ ብዙሕ ኣይፈልጡን እዮም።
ስምህን የሚፈሩትን ሰዎች ርስት ሰጥተኸኛል።
ርስቲ እቶም ስምካ ዚፈርሁ ሂብካኒ ኣለኻ።
ሁሉንም በጥበብ ሠራህ" ብሏል።
ንዅሉ ብጥበብ ጌርካዮ።
17 ኢየሱስ "ትንሣኤና ሕይወት እኔ ነኝ።
17 የሱስ፡ "ትንሳኤን ህይወትን ኣነ እየ።
ዘመኑ ቀርቦአልና የዚህን መጽሐፍ ትንቢት ቃል በማኅተም አትዝጋው።
ድማ፡ እቲ ጊዜ ቐረባ እዩ እሞ፡ ንቓል ትንቢት እዚ መጽሓፍ እዚ ኣይትሕተሞ።
የሚሰብኩት መልእክትና የሚሰብኩበት ምክንያት
ዚሰብክዎ መልእኽትን ስለምንታይ ከም ዚሰብክዎን
እንደ ዔሳው አትሁኑ
ከም ኤሳው ኣይትኹን
ወንድማችሁን እንኳ ሳይቀር አትመኑ።
ንሓውኩም እውን ኣይትእመንዎ።
17 ባዩትም ጊዜ ሰገዱለት፤ የተጠራጠሩ ግን ነበሩ።
17ምስ ረአይዎ ኸዓ ሰገዱሉ፤ ገሊኦም ግና ተጠራጠሩ።
እንዲህ በማለት፦ ‹‹ጋኔንና ሰውንም፣ሊገዝዙኝ እንጅ ለሌላ አልፈጠርኳቸውም።
"ጋኔንንና (አጋንንት) ሰብን ክግዙ እለይ እምበር ንካልእ አይፈጠርኩዎምን"
46 እነዚያም ወደ ዘላለም ቅጣት ይሄዳሉ ፥ ጻድቃን ግን ወደ ዘላለም ሕይወት ይሄዳሉ።
46 እዚኣቶም ናብ ናይ ዘለኣለም ጥፍኣት፡*+ ጻድቃን ግና ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪኸዱ እዮም።
በገንዘብ ሊገዙ የማይችሉ ነገሮች፣ 10/13
ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ነገራት፡ 10/13
እግዚአብሔር ዓላማ እና ዕቅድ አለው።
እግዝኣብሄር ናይ ዕላማን መደብን ኣምላኽ እዩ።
የአምላክን እርዳታ በምትፈልግበት ጊዜ ስለ ጉዳዩ ወደ እሱ ጸልይ።
ሓገዝ ኣብ ዜድልየካ እዋን ከኣ፡ ብዛዕባ እቲ ጕዳይ ናብ ኣምላኽ ጸሊ።
የታመሙትን ፈውሷል፤ የሞቱትንም እንኳ አስነስቷል።
ብዘይካዚ፡ ንሕሙማት ኣሕውዩን ንምዉታት ኣተንሲኡን እዩ።
ሙሴ ከራሱ አልፎ የሌሎችን እምነት ለማጠናከርም ጥረት ያደርግ ነበር።
ሙሴ ንኻልኦት ሰባት እውን እምነቶም ከም ዜደልድሉ ኺገብሮም ይጽዕር ነይሩ እዩ።
17 ወንዶች ልጆችሽ ፈጥነው ይመለሳሉ።
17 ደቅኺ ቐልጢፎም ይምለሱ።
ለካ አላህ ከባሮቹ ለሚሻው ሰው ሲሳይን ያሰፋል፤ ያጠባልም።
እምብኣርስኸ ንዝደለዮ ይምሕሮ፡ ንዝደለዮውን የትርሮ እዩ።
ከዚያም ምኞት ከፀነሰች በኋላ ኃጢአትን ትወልዳለች።
ሽዑ፡ ትምኒት ምስ ጠነሰት፡ ንሓጢኣት ትወልዶ።
"ፈጣሪህን አስብ።
"ንፈጣሪኻ ዘክሮ።
ለሕዝቤ ዓመፃቸውን፣ለያዕቆብ ቤት ኃጢአታቸውን አውጅ።
ንህዝበይ ዕልወቶም፡ንቤት ያእቆብ ድማ ሓጢኣቶም ንገሮም።
በዚህ ምድር ላይ ያለው ሕይወት በሙሉ ከመጥፋቱ በፊት አምላክ ምድርን እያጠፉ ያሉትን ለማጥፋት ጣልቃ ይገባል።
ኣብ ምድሪ ዘሎ ዅሉ ህይወት ቅድሚ ምጽናቱ፡ ኣምላኽ ጣልቃ ብምእታው ነቶም መጥፋእቲ ምድሪ ኼጥፍኦም እዩ።
14 ኢየሱስም "አንተ ሰው፣ በእናንተ መካከል ፈራጅና ዳኛ እንድሆን ማን ሾመኝ?
14ኢየሱስ ከዓ ኣታ ሰብኣይ ኣባኻትኩምከ ዳኛን መማቐልን ገይሩ መን ሸመኒ?
ከዚያም ይሖዋ ሙሴን "ይህ ሕዝብ የሚንቀኝ እስከ መቼ ነው?
ሽዑ፡ የሆዋ ንሙሴ፡ "ክሳዕ መኣዝከ እዮም .
11 የሰው ልጅ የጠፋውን ለማዳን መጥቶአልናና።
11 ወዲ ሰብ ንዝጠፍኤ ኼድሕን መጺኡ ኣሎ እሞ፡
እሱም ታላቅ ይሆናል፤ የልዑሉም አምላክ ልጅ ይባላል፤ .
ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡ ወዲ እቲ ልዑል እውን ኪብሃል እዩ፣ .
አንተ ረዳቴና ረዳት ናቸው.
ንስኻ ረዳእየይን መናገፍየይን ኢኻ፣+
ውኃውም እስከ አሥረኛው ወር (በእኛ እስከ ጥር) ድረስ ይጐድል ነበር።
እቲ ማይ ከኣ ክሳዕ ዓስረይቲ ወርሒ እናጐደለ ኸደ።
ያም ቢሆን አምላክ ፈቃዱን ለማስፈጸም ታላቅ ኃይሉን እንደሚጠቀም ማስተዋላችን አይቀርም።
ይኹን እምበር፡ ኣምላኽ ነቲ ዓብዪ ሓይሉ ተጠቒሙ ፍቓዱ ብርግጽ ከም ዚፍጽም ከነስተውዕል ንኽእል ኢና።
'ሕዝቤ ሆይ፣ ከእሷ ውጡ' (4)
'ኣቱም ህዝበይ፡ ካብኣ ውጹ' (4)
በምድርም ላይ በእስራኤል ተራሮች ላይ አንድ ሕዝብ አደርጋቸዋለሁ፥ አንድ ንጉሥም በሁላቸው ላይ ይነግሣል፤ ከዚያ ወዲያ ሁለት ሕዝብ አይሆኑም፥ ከዚያ ወዲያም ሁለት መንግሥቶች ሆነው አይለዩም።
22 ኣብታ ምድሪ፡ ኣብ ኣኽራን እስራኤል ሓደ ህዝቢ ኽገብሮም እየ፣+ ኣብ ልዕሊ ዅላቶም ከኣ ሓደ ንጉስ ኪነግሶም እዩ፣+ ደጊም ድማ ክልተ ህዝቢ ኣይኪዀኑን እዮም፣ ደጊም እውን ኣብ ክልተ መንግስቲ ኣይኪምቀሉን እዮም።
9 ስለዚህ የአምላክ ሕዝብ የሰንበት እረፍት ገና ይቀረዋል።
9 እምበኣር፡ ንህዝቢ ኣምላኽ ዕረፍቲ ሰንበት ተሪፋትሎም ኣላ።